ብዛዕባ ዕቝባ ምሕታት ኣብ ሽወደን ዚገልጽ ፊልም

Filmer om att söka asyl i Sverige – tigrinska

ነቶም ኣብ ሽወደን ዕቝባ ዚሓተቱ ዚምልከቱ ፊልምታት ኣብ´ዚ ኣለዉ፣ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ መስርሓት ሕቶ ዕቝባ ዚገልጹ ዓሰርተ ክልተ ፊልምታት ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም፣ ንኣብነት ሓደ ፊልም። መጽናዕቲ ጕዳይ ዕቝባ ብኸመይ ከም ዚካየድ ይገልጽ፣ እዞም ፊልምታት። ኣብ ሽወደን ከም ሓተትቲ ዕቝባ ክሳብ ዘለኹም። ክትፈልጥዎም ጠቐምቲ ብዛዕባ ዚኾኑ ጕዳያት´ውን ሓበሬታ ይህቡ´ዮም፣

ዑቕባ ምሕታት (Asylutredning)

እቲ ፊልም ድማ ብሸሞነተ ቋንቋታት ይንበብ።

Last updated: