ናብ ካልእ ሰብ ምኻድ
Flytta till någon i Sverige – tigrinska
ናብቶም ኣብ ሽወደን ዘለዉ ወለድኻ ወይ ኣዝማድካ ንምኻድ ናይ መንበሪ ፍቓድ ኪህልወካ የድሊ።ንኣኻ ወይ ንደቅኻ ብኸመይ መገዲ መጠየቕታ ከም እተቕርብ ብተወሳኺ ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል።
Share
- Google+
ዜና
-
2016-05-30
Isbedelka sharciga saamayn ku yeelanaya dadka magangelyodoonka ah qaraabadooda
መንግስቲ ሓተትቲ ዕቑባ ምስ ስድራቤታቶም ናይ ምርኻብ ዕድሎም ጸቢብ ክኸውን ዝገብር ሓድሽ ሕጊ ናይ ምውጻእ ሓሳብ ኣለዎ።እቲ ሕጊ ንሰለስተ ዓመታት ዝጸንሕ ግዝያዊ ሕጊ እዩ።እቲ ሕጊ ኣብ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር እንድሕር ጸዲቑ ካበ መፋርቕ ሓምለ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ክውዕል እዩ። (20 ሓምለ 2016)
