ንኸይትውቃዕ መሰል ኣሎካ

Du har rätt att slippa våld – tigrinska

ኵሎም ቆልዑ፡ ኣብ ልዕሊኦም መውቃዕቲ ንኸይፍጸሞም መሰል ኣሎዎም። ዝኾነ ዓቢ ሰብ፡ ንቖልዓ ኪወቅዕ፥ ኪሽንድሕ፡ ኪንውንው፡ ብጸጕሩ ኪምንጭጭ ወይ ከፈራርሕ ኣይፍቀደሉን እዩ።

ኣብ ልዕሌኻ(ኺ) መውቃዕቲ ምስ ዚፍጸም፥ ብቑጽሪ ስልኪ 114 14 ምስ ፖሊስ ተራኸብ። ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ምስ ትህሉ፥ ብቑጽሪ ስልኪ 112 ጌርካ ናብ ፖሊስ ደውል።

EU-logotyp

Last updated: