ዕቝባ ምሕታት

Att ansöka om asyl – tigrinska

ኣብ ሃገርካ ትግፋዕ እንተኾንካ ወይ ንግፍዒ ወይ ንስቓይ እተቐላዕካ እንተ ኾንካ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ክትሓትት ትኽእል።

ኣብዚ ገጻትዚ ዕቝባ ንምሕታት እንታይ ከም ዘድልን መን ዕቝባ ከም ዚውሃብን እቲ ሕቶኻ ብኸመይ መገዲ ከም ዚረጋገጽን ከተንብብ ትኽእል።  

ዕቝባ ንምሕታት ኣብ ሽወደን ወይ ኣብ ዶባት ሽወደን ክትህሉ ይግበኣካ።

ብኣንጻሩ ግን ናይ ክዎታ/ውሱን መጠን፡ ስደተኛ ምስ እትኸውን ኣብ ወጻኢ ሃገር ኴንካ ብመገዲ UNHCR ዕቝባ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

ብዛዕባ ናይ ክዎታ/ውሱን መጠን፡ ኣገባብ ብተወሳኺ ኣብዚ ኣንብብ (ብቛንቛ አንግሊዝ)

Last updated: