ንዓኻ ቆልዓ ኴንካ ዑቕባ ትሓትት ዘሎኻ

För dig som är barn och har sökt asyl – tigrinska

እዘን ዚስዕባ ገጻት፡ ንዕኻ ቆልዓ ኴንካ፥ ናብ ሽወደን መጺእካ ዑቕባ (ሓለዋ) ትሓትት ዘሎኻ ተባሂለን ዝተዳለዋ እየ።ኣብዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ቆልዑ ኣብ ሽወደን እንታይ መሰላት ከም ዘሎዎምን፥ ብዛዕባ’ቶም ንቖልዑ ሓለዋ ንምሃብ ሰፊሮም ዘሎዉ ፍሉያት ሕጊታት ክተንብብ ኢኻ።

EU-logotyp